Back to Top

Kiros Asfaha - Nabra Lyrics



Kiros Asfaha - Nabra Lyrics




ናብራ ናብራ
ሞይተ ኣለኹ'ሞ ኣነ ናብራ ንዓኻ
ሙዃን እንተ ስኢነ

ኪኖ'ቲ እምባ ልዕሊኡ
ኪኖ'ቲ ገደል ትሕቲኡ
ኪኖ'ቲ ኸርተት ናይ ሜዳ
ኮኖ ዘመነ ኣካሒዳ

ኩን ወላ ልዕሊኡ ሓይል
ኣብ ልዕለይ መከራ ጸምብል
ሞይተ ኣለኹ'ሞ ኣንስ ሞይተ
ተዘይ ታዓዊተ

ወላኳ እንተ ሰኣንኩ
ጁባይ ጥርሑ እንተ ኾነ
ተሻቒለ ኣይፈልጥን ዝኣመንኩ ኣሚነ

ኣታ ንዘልኣም መናብርተይ መተሓላልኽተይ ናብራ ትባሃል
ኣታ እግሪ እግረይ ትስዕበኒ ትፈታተነኒ
ናብራ ትባሃል

ኣብ'ተን ብጽሑፍቶይ ዝውንነን ዕድመ
ክገጥመካ'የ ከይበልኩ ደኺመ
ክገጥመካ'የ ከይበልኩ ደኺመ

እንተ ሰኣንኩ ዘይግደይ
እንተ ረኸብኩ ብኢደይ
ተመስገን ኢለ ዝኸይድ
ዝሃበትኒ ሓመደይ
ቁኑዕ ዓያዪ ዘይ ሕንግድ
ክጥዕመኒ'ለ ዘይ ሰግድ
ብሓያል ማዕበል ዘይ ስምብድ
ዘገም እና'ልኩ ዝኸይድ

ወላኳ እንተ ስኣንኩ
ጁባይ ጥርሑ እንተኾነ
ተሻቒለ ኣይፈልጥን
ዝኣመንኩ ኣሚነ

ናብራ ናብራ
ሞይተ ኣለኹ'ሞ ኣነ ናብራ ንዓኻ
ሙዃን እንተ ስኢነ

ሞይተ ከለኹ ዘተንፍስ
ምስ ስንክልናይ ዝግስግስ
ዒረ ኸለኡ ዝጥምት
ኪኖ ጽበሐይ ዝግምት

ካብቲ ሓያል ዝሓየለ
ካብቲ ብሱል ዝበሰለ
ብድሕረ ባይታይ ዝልለ
ወዲ እከለ

ወላኳ እንተ ስኣንኩ
ጁባይ ጥርሑ እንተ ኾነ
ተሻቒለ ኣይ ፈልጥን ዝኣመንኩ ኣሚነ

ኣታ ንዘልኣለም መናብርተይ መታሃላልኽተይ
ናብራ ትባሃል
ኣታ እግርእግረይ ትስዕበኒ ትፈታተነኒ
ናብራ ትባሃል

ኣብተን ብጽሑፍቶይ ዝዉንነን ዕድመ
ክገጥመካየ ከይበልኩ ደኺመ
ክገጥመካየ ከይበልኩ ደኺመ

ኢድካ ምሃብ ኣይ ባህለይን'ዩ ኣየውረሱንን ወለደይ
ክቃለሰካ'የ ገና ክሳብ ዝብተኽ ገመደይ
እንተ ሰገድኩ ንሰማይ እንተ ዓየኹ እኽለማይ
ብኣኻን ወዲ ከማኻን ኢለ ኣይፈልጥን ኦሮማይ

ወላኳ እንተ ስኣንኩ ጁባይ ጥርሑ እንተ ኾነ
ተሻቒለ ኣይፈልጥን ዝኣመንኩ ኣሚነ

ሞይተ ኣለኹ'ሞ ኣነ ሞይተ ኣለኹ'ሞ ኣነ
ሞይተ ኣለኹ'ሞ ኣነ ሞይተ ኣለኹ'ሞ ኣነ
ናብራ ንዓኻ ሙኻን እንተ ስኢነ
ናብራ ንዓኻ ሙኻን እንተ ስኢነ

ናብራ ዳኣሞ ናብራ ደንዳኒ
ኣዝመራ'ን ኣኸዛ'ን የሕምቓኻ
ዛባ'ን ኣፍራዛ'ን ይመልካኻ
ብርዒ'ን ወረቐት'ን የሕምቓኻ
ጻዕርን ጉልበትን ይመልካኻ

ሞይተ ኣለኹ'ሞ ኣነ ሞይተ ኣለኹ'ሞ ኣነ
ሞይተ ኣለኹ'ሞ ኣነ ሞይተ ኣለኹ'ሞ ኣነ
ናብራ ንዓኻ ሙኻን እንተ ስኢነ
ናብራ ንዓኻ ሙኻን እንተ ስኢነ

ናብራ ዳኣሞ ናብራ ደንዳኒ
ኣዝመራ'ን ኣኸዛ'ን የሕምቓኻ
ዛባ'ን ኣፍራዛ'ን ይመልካኻ
ብርዒ'ን ወረቐት'ን የሕምቓኻ
ጻዕርን ጉልበትን ይመልካኻ
[ Correct these Lyrics ]

[ Correct these Lyrics ]

We currently do not have these lyrics. If you would like to submit them, please use the form below.


We currently do not have these lyrics. If you would like to submit them, please use the form below.


English

ናብራ ናብራ
ሞይተ ኣለኹ'ሞ ኣነ ናብራ ንዓኻ
ሙዃን እንተ ስኢነ

ኪኖ'ቲ እምባ ልዕሊኡ
ኪኖ'ቲ ገደል ትሕቲኡ
ኪኖ'ቲ ኸርተት ናይ ሜዳ
ኮኖ ዘመነ ኣካሒዳ

ኩን ወላ ልዕሊኡ ሓይል
ኣብ ልዕለይ መከራ ጸምብል
ሞይተ ኣለኹ'ሞ ኣንስ ሞይተ
ተዘይ ታዓዊተ

ወላኳ እንተ ሰኣንኩ
ጁባይ ጥርሑ እንተ ኾነ
ተሻቒለ ኣይፈልጥን ዝኣመንኩ ኣሚነ

ኣታ ንዘልኣም መናብርተይ መተሓላልኽተይ ናብራ ትባሃል
ኣታ እግሪ እግረይ ትስዕበኒ ትፈታተነኒ
ናብራ ትባሃል

ኣብ'ተን ብጽሑፍቶይ ዝውንነን ዕድመ
ክገጥመካ'የ ከይበልኩ ደኺመ
ክገጥመካ'የ ከይበልኩ ደኺመ

እንተ ሰኣንኩ ዘይግደይ
እንተ ረኸብኩ ብኢደይ
ተመስገን ኢለ ዝኸይድ
ዝሃበትኒ ሓመደይ
ቁኑዕ ዓያዪ ዘይ ሕንግድ
ክጥዕመኒ'ለ ዘይ ሰግድ
ብሓያል ማዕበል ዘይ ስምብድ
ዘገም እና'ልኩ ዝኸይድ

ወላኳ እንተ ስኣንኩ
ጁባይ ጥርሑ እንተኾነ
ተሻቒለ ኣይፈልጥን
ዝኣመንኩ ኣሚነ

ናብራ ናብራ
ሞይተ ኣለኹ'ሞ ኣነ ናብራ ንዓኻ
ሙዃን እንተ ስኢነ

ሞይተ ከለኹ ዘተንፍስ
ምስ ስንክልናይ ዝግስግስ
ዒረ ኸለኡ ዝጥምት
ኪኖ ጽበሐይ ዝግምት

ካብቲ ሓያል ዝሓየለ
ካብቲ ብሱል ዝበሰለ
ብድሕረ ባይታይ ዝልለ
ወዲ እከለ

ወላኳ እንተ ስኣንኩ
ጁባይ ጥርሑ እንተ ኾነ
ተሻቒለ ኣይ ፈልጥን ዝኣመንኩ ኣሚነ

ኣታ ንዘልኣለም መናብርተይ መታሃላልኽተይ
ናብራ ትባሃል
ኣታ እግርእግረይ ትስዕበኒ ትፈታተነኒ
ናብራ ትባሃል

ኣብተን ብጽሑፍቶይ ዝዉንነን ዕድመ
ክገጥመካየ ከይበልኩ ደኺመ
ክገጥመካየ ከይበልኩ ደኺመ

ኢድካ ምሃብ ኣይ ባህለይን'ዩ ኣየውረሱንን ወለደይ
ክቃለሰካ'የ ገና ክሳብ ዝብተኽ ገመደይ
እንተ ሰገድኩ ንሰማይ እንተ ዓየኹ እኽለማይ
ብኣኻን ወዲ ከማኻን ኢለ ኣይፈልጥን ኦሮማይ

ወላኳ እንተ ስኣንኩ ጁባይ ጥርሑ እንተ ኾነ
ተሻቒለ ኣይፈልጥን ዝኣመንኩ ኣሚነ

ሞይተ ኣለኹ'ሞ ኣነ ሞይተ ኣለኹ'ሞ ኣነ
ሞይተ ኣለኹ'ሞ ኣነ ሞይተ ኣለኹ'ሞ ኣነ
ናብራ ንዓኻ ሙኻን እንተ ስኢነ
ናብራ ንዓኻ ሙኻን እንተ ስኢነ

ናብራ ዳኣሞ ናብራ ደንዳኒ
ኣዝመራ'ን ኣኸዛ'ን የሕምቓኻ
ዛባ'ን ኣፍራዛ'ን ይመልካኻ
ብርዒ'ን ወረቐት'ን የሕምቓኻ
ጻዕርን ጉልበትን ይመልካኻ

ሞይተ ኣለኹ'ሞ ኣነ ሞይተ ኣለኹ'ሞ ኣነ
ሞይተ ኣለኹ'ሞ ኣነ ሞይተ ኣለኹ'ሞ ኣነ
ናብራ ንዓኻ ሙኻን እንተ ስኢነ
ናብራ ንዓኻ ሙኻን እንተ ስኢነ

ናብራ ዳኣሞ ናብራ ደንዳኒ
ኣዝመራ'ን ኣኸዛ'ን የሕምቓኻ
ዛባ'ን ኣፍራዛ'ን ይመልካኻ
ብርዒ'ን ወረቐት'ን የሕምቓኻ
ጻዕርን ጉልበትን ይመልካኻ
[ Correct these Lyrics ]
Writer: Kiros Asfaha
Copyright: Lyrics © O/B/O DistroKid

Back to: Kiros Asfaha



Kiros Asfaha - Nabra Video
(Show video at the top of the page)

Click here to scroll the video with page

Performed By: Kiros Asfaha
Language: English
Length: 5:45
Written by: Kiros Asfaha
[Correct Info]
Tags:
No tags yet